المدة الزمنية 18:2

ወዲ ተባዕታይ ንምንታይ ይግረዝ Funny New Tigray & Eritrean Street interview Ep 15 -Mekelle

بواسطة Yata up
102 248 مشاهدة
0
3.2 K
تم نشره في 2020/01/26

መልሲ ንሕቶታት 1 ፈላማይ ኣፍሪካዊ ጀነራል ጅግናና ራስ ኣሉላ ኣባነጋ እዮም 2 መርዓ ኣብ ቃልሲ ብ1978 ከባቢ ከምዝተፈቀደ እዩ ዝሓተትናዮም ሰባት ዝሃቡና መልሲ ዝሕብሮ ብትክክል ትፈልጥዎ ተሀሊኩም ፀሓፉልና 3 ወዲ ዝገረዘሉ ምክንያት ብዙሕ እኳ እንተኮነ ካባቶም i)ናይ ሽንቲ ቱቦ ኢንፌክሽን ንክቅንስ ይሕግዝ ii)ኣብ እዋን ግብረ_ስጋ ዝመሓላለፉ ሕማማት ናይ ምሓዝ ኣጋጣሚ ይቅንስ ንኣብነት ከም HIV ዝበሉ ማለት እዩ ንዝተረፈ ከዓ https://www.medicinenet.com/circumcision_the_medical_pros_and_cons/article.htm ጠዊቅኩም ኣንብብዎ የቀንየለይ ናትኩም መልሲ ከዓ ኣብ comment ቦታ ንፅበ ©Copyright:Yata UP እንኳዕ ናብ Yata Up ብሰላም መፃኹም። ኣብዚ ቻናል ሓደሽቲን መዘናጋዕትን ቪድዮታት ትረኽቡ Subscribe ብምግባር ቤተሰብና ኹኑ

الفئة

عرض المزيد

تعليقات - 373